ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ 1952

  
* ኣባላት ባይቶ ኤርትራ 1952
* Members of the Eritrean Assembly, 26.03.1952
1. ሑሰን ባሻይ ካፍል መስመር፣ (ነጋዳይ ካብ መንሳዕ ከረን)
2. ሓምድ ስዒድ ዑስማን፣ (ኣልመዳ ናቕፋ ሳሕል)
3. ሙሓመድ ኣል ሑስን ጨላይ፣ (ሸኽ ካብ ሰብደራት ኣቑርደት)
4. ሙሓመድ ስዒድ ሙሓመድ ሓሰኖ፣ (ዓስውርታ ሳሕል)
5. ሙሓመድ ስዒድ ዓሊ በይ፣ (ግራዝማች ዓዲ ቐይሕ)
6. ሙሓመድ በይ ሸኽ ኣረይ፣ (ሸኽ ካብ ባርያ ባረንቱ)
7. ሙሓመድ ባዱመ ካሱ፣ (ሸኽ ካብ ኩናማ ባረንቱ)
8. ሙሓመድ ዑመር ሃኪቶ፣ (ኣቶ ካብ ዓሳብ/ ቀይሕ ባሕሪ)
9. ሙሳ ኣደም ዑምራን፣ (ሸኽ ካብ ማርያ ጸላም ከረን)
10. ማሕሙድ ዑማር ኢብራሂም፣(ኢምፕረዛርዮ ካብ ቀይሕ ባሕሪ)
11. ሱልጣን ዓሊ: (ሸኽ ካብ ርግባት ከረን)
12. ሳለሕ ኣሕመድ ከኪያ ፣ – (ፓሻ / ነጋዳይ ፤ ካብ ሕርጊጎ / ባጽዕ)
13. ስዒድ ስፋፍ ኢድሪስ ማሕሙድ ኣውሳዕና፣ (ቀኘዝማች ካብ ጊንዳዕ)
14. በርሃኑ ኣሕመዲን፣ – (ቐኘዝማች ካብ ደቂ ሽሓይ / ኣሰመራ)
15. ናሰር ኣቡበከር፣ (ፓሻ ካብ ኣከለ ጉዛይ)
16. ኢብራሂም ሑመድ ኣረይ፣ (ደግያት ካብ ማርያ ጸላም ከረን)
17. ኢብራሂም ማሕሙድ ኢድሪስ፣( ሸኽ ካብ ኣፍዓበት ሳሕል)
18. ኢብራሂም ሱልጣን፣ (ሸኽ ካብ ርግባት ከረን)
19. ኢድሪስ ሙሓመድ ኢድሪስ፣ ፣ (ናዚር ካብ ቓሮራ ሳሕል)
20. ኢድሪስ ሙሓመድ ኣዱም፣ (ጋዘጠኛ፣ ካብ ኣቑርደት)
21. ኢድሪስ ዑስማን ሙሓመድ ሽቡል፣ (ነጋዳይ ካብ ማርያ ቐያሕ ከረን)
22. ኣሕመድ በይ ሙሓመድ ኣዱም፣ (ሸኽ፣ ካብ ኣቑርደት)
23. ዑስማን ዓብዱራሕማን፣ (ናዚር፣ ካብ ኣልመዳ ኣቑርደት)
24. ዓሊ ሙሓመድ ሙሳ ረድኣይ፤ – (ደግያት፣ካብ ኣስፈዳ ከረን)
25. ዓሊ ዑመር ፊንጃ፣ – (ቓዲ፣ ካብ ኡምለ /ዲዖት – ቀይሕ ባሕሪ)
26. ዓበ ሙሓመድ፣ – (ካቫልየር፣ ካብ ታባጋናና ሓልሓል)
27. ዓብዱ ሸኽ ዓሊ ድራር፣ – (ናዚር፣ ካብ ከረን)
28. ዓብዱልቓድር ካሕሳይ፣ – (ግራዝማች፣ ካብ ኣኽሪያ ኣስመራ)
29. ዓብዳላ ዓብዱራሕማን ዑስማን ስዒድ፣ – (ኣቶ፣ ካብ ጢዖ ዳንካልያ/ቀይሕ ባሕሪ)
30. ያሲን ሓሰን ናኢብ፣ (ካብ ባጽዕ ሰምሃር / ቀይሕ ባሕሪ)
31. ያሲን ማሕሙድ ባጡቕ፣ (ባጽዕ ሰምሃር ቀይሕ ባሕሪ)
32. ፋኢድ ቲንጋ ሎንጊ፣ – (ባሻይ ፣ ካብ ሱዘና / ኩናማ / ባረንቱ)
1. ሃብተማሪያም ንጉሩ ኣባ፣ -(ቀሺ ካቶሊክ ፣ ካብ ኣፈልባ ቆላ ሰራየ )
2. ሃብተዝጊ ዑቕባዝጊ፣ – (ብላታ፣ ካብ ሓዲሽ ዓዲ ኣስመራ)
3. ሓረጎት ኣባይ፣ – (ደግያት፤ ካብ ኣርባዕተ ኣስመራ)
4. ሓድገምበስ ክፍሎም፣ – (ቀኘዝማች፣ ካብ ጉራዕ ደቀምሓረ)
5. ሓድጉ ጊላጋበር ሃብተጽዮን፣ – (ደግያት፤ ካብ ዝግብ ሰሓርቲ)
6. መሓሪ ገብረመስቐል፣ – (ደግያት፣ ካብ ደምበዛና / ተኸላ)
7. መስፈን ገብረሂወት፣ – ((ዳ/ር ወንጌላዊት ቤ /ት ኣስመራ፤ ካብ ዛግር)
8. ረዳ ጓንጉል፣ – (ኣዝማች፣ ካብ ጸሊም ቀላይ / ኣኽራን)
9. በላይ ንጉሰ፣ – (ደግያት ፣ ካብ ሰንዓፈ)
10. በርሀ ኣስመሮም፣ – (ደግያት፣ ካብ ማዕረባ) Berhe Asmerom,
11. በዛበህ ተስፋብሩኽ፣ – (ቐኘዝማች፤ ካብ ዓዲ ዃላ)
12. በየነ ዛህላይ፣ – (ደግያት ፣ ካብ ቶኾንዳዕ / ዓዲ ቐይሕ)
13. ተሰማ ኣስመሮም፣ – (ራእሲ፤ ካብ ማዕረባ) Belai Negusse,
14. ተስፋሚካኤል ወርቐ፣ (ግራዝማች፤ ካብ ዓዲ ዃላ)
15. ተስፋይ በራኺ፣ – (ኣዝማች፤ ካብ ዓዲ ምራጉዝ)
16. ተስፋገርጊሽ ኣዝማች ገረንስኤ፣ – (ባሻይ ፣ ካብ ሃዘጋ)
17. ተኽለያይማኖት ቦኽሩ፣ – (ኣቶ፣ ካብ ኣፈልባ እንገንኣ)
18. ተድላ ባይሩ ዑቕቢት፣ – (ደግያት፤ ካብ ገረሚ)
19. ትኩእ ፍቕረይ (ኣይተ፣ ዓዲ መሻቦ ቆሓይን
20. ኣስመሮም ወልደገርጊሽ፣ – (ግራዝማች፣ ካብ ዓዲ ዃላ)
21. ኣስፋሃ ካሕሳይ፣ – (ድያቆን ካብ ዓዲ ገዳ / ጽልማ)
22. ኣባይ ጉልጂ፣ – (ኣዝማች፣ ካብ ትኹል ዛኢድ ኣኮሎም)
23. እምባየ ሃብተ መልኣክ፣ – (ኣቶ፣ ካብ ቦጎስ / ከረን)
24. እምባየ ገብረኣምላክ፣ – (ፖሊስ ኢንስፐክቶር ካብ ደቂ ሻሓይ ዓንሰባ)
25. ወልደሚካኤል በራኺ፣ – (ኣዝማች፣ካብ ሰፍኣ / ሊባን)
26. ወልደዮሃንስ ገብረዝጊ፣ (ቀኘዝማች፤ ካብ ዓዲ ወግሪ)
27. ወረደ በይን፣ – (ባሻይ፣ ሽማንጉስ ላዕላይ)
28. ደምሳስ ወልደሚካአል፣ – (ብላታ፣ ካብ ዓዲ ሙሳ / ኣስመራ)
29. ዲሚጥሮስ ገብረማርያም፣ – (ቀሺ ካብ ማይ ጭቁ ዓረዛ)
30. ገረንስኤ ብ ኢዱ (ኣዝማች ካብ ሃዘጋ ሓማሰን)
31. ገብረዝጊ ጓንጉል ሓየት፣ (ደግያት፤ ካብ ዓዲቚጣ መዝሐ)
32. ጸጋይ ወልደገብሪኤል፣ – (ኣዝማች፣ ካብ ዓዲ ጻዕዲ / ደቡብ)

ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ 1952

ዓይነት መረጻ

መምረጺ ከባቢ ምቕርሒት መናብር

ቀጥታዊ ስርዓተ መረጻ

ኣስመራ

7

ባጽዕ

2

ዘይቀጥታዊ ስርዓተ መረጻ

ኣከለጉዛይ 12

ሰራየ

12

ሓማሴን

7

ምብራቓዊ ገማግም

5

ምዕራባዊ መታሕት

23

ድምር  

68

5 1 vote
Article Rating
ተመዝገብ
ነጋሪ
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments